OEO እንታይ እዩ?
ኣብ ሕቶታት ህዝባዊ ትምህርቲ መባእታ ክሳብ 12 ሓገዝና ርኸቡ።
ኣብ-መስመር - ነቲ ሓድሽ ናይ ኣብ-መስመር ናይ እትዋት
መስርሕ ክትጥቀም ነተባብዓካ። ብስምካን ዝሰርሕ ኢሜይልን
ናይ ባዕልኻ ኣካውንት ፍጠር። ኣካውንት ምስ ፈጠርካን ነቲ ናይ
ኣብ-መስመር እትዋት መስርሕ መሊእካ ምስ ወዳእካን፣ ኣብ
ዝቕልጠፈ ሓደ ሰብ ክረኽበካን ሓበሬታ ወይ ቈጸራ ክህበካ
እዩ። ናይ ኣብ-መስመር እትዋት መስርሕና ምሉእ ግዜ ይርከብ
እዩ፣ እንተኾነ ዝኾነ ሰብ ኣብቲ ንቡር ሰዓታት ስራሕ ክከታተለና ይኽእል እዩ።
ሰዓታት ስራሕ
- ሰኑይ 8:00 ቅ.ቀ. – 6:00 ድ.ቀ.
- ሰሉስ 8:00 ቅ.ቀ. – 4:00 ድ.ቀ.
- ረቡዕ 8:00 ቅ.ቀ. – 4:00 ድ.ቀ.
- ሓሙስ 8:00 ቅ.ቀ. – 6:00 ድ.ቀ
- ዓርቢ 8:00 ቅ.ቀ. – 6:00 ድ.ቀ
ብተሌፎን – እንድሕሪ ንሓደ ሰብ ብኣካል ክትዛረቦ፣ ወይ ናይ
ኣብ-መስመር እታዋት መስርሕ ኣብ ምምላእ ሓገዝ ደልዩ
ብኽብረትካ ኣብዚ ብናጻ ርኸበንና 1-866-297-2597 ኣብ
ብሰዓታት ስራሕና ካብ ሰኑይ-ዓርቢ፡ ሰራሕተኛታትና ናይ 150 ቋንቋታት ትርጒም ክህቡ ይኽእሉ
እዮም።
ፋክስ ወይ ሜይል – ሕቶ ንናይ ኦምቡድስ ኣገልግሎታት ፎርም
ድውንሎድ ግበሮን ነቲ ምሉእ ቅጥዒ ብ ፋክስ፣ ደብዳበ ወይ
ኢሜይል ኣቕርቦ (ሓበሬታ ኣድራሻ ኣብቲ ቅጥዒ ተጻሒፉ ኣሎ)
ናብ OEO። ፋክስ፡ 1-844-886-5196
ዜናን ፍጻመታትን
- ካርድ ምኽርታት ትርጉም ዝተቶርጎመ ናብ፡
-
Arabic_بطاقة نصائح الترجمة الفورية_Interpretation_Support_Tips_Card
Chinese_Simplified_口译提示卡_Interpretation_Support_Tip_Card
Chinese_Traditional_口譯貼士卡片_Interpretation_Support_Tip_Card
Korean_통역 도우미 카드_Interpretation_Support_Tip_Card
Russian_Карта_с_подсказками_при_устном_переводе_Interpretation_Support_Tips_Card
Somali_Kaarka_Tilmaamaha_Turjumaada_Interpretation_Support_Tips_Card
Spanish_Consejos_de_Interpretación_Interpretation_Support_Tips_Card
Tagalog_Kard_ng_mga_Tip_sa_Pagsasalin_Interpretation_Support_Tips_Card
Vietnamese_Thẻ_Lời_khuyên_phiên_dịch_Interpretation_Support_Tips_Card
- ሓደ ካብ ሓሙሽተ፡ ታሪኽ ስንክልና ከምኡውን ፕሮጀክት ፕራድ
- ዝመጽኡ ወቢናራትን በዓላትን
-