ተልእኾ / ራኢ

ተልእኾ

ምስ ስድራቤታት፡ ሕብረተሰባትን ኣብያተ ትምህርትን ብሓባር ብሙዃን ጸገማት ንምግጣም ንሰርሕ ስለዚ ድማ ተምሃሮ ኣብ ዋሽንግተን ዝርከባ ካብ መዋእለ ህጻናት -12 ክፍሊ ዘለዋ ህዝባውያን ኣብያተ ትምህርትታት ብምልኣት ክሳተፉን ከዐውቱን ይኽእሉ።

ራኢ

ንመጻኢ ናይ ነፍሲ ወከፍ ተምሃራይ ሕልምታት ንምድጋፍ፡ ዓሌትነት ካልኦት ኣድልዎታትን ወይ ምውሳናትን ዘዕንዉ ህዝባዊ ስርዓተ ትምህርቲ ከም ራኢ ንሕዝ።

ናህና ናጽነት ክብሪ ንህቦ፡ ክብርታት ጸረ ዓሌትነት፡ ንሕብረተሰባት መልሲ ምሃብ፡፡ ከም ጉጅለ ካብ ስድራቤታት፡ ተምሃሮን ሕብረተሰባትን ክንምሃር ኢና፡ ከምኡ ድማ ነዚ ራኢ ከነዕብዮ ኢና።

Office of the Education Ombuds ናይ ኣማሓዳሪ ናይ ግዝኣት ዋሽንግተን፡ ስትራተጅካዊ ውጥን (ነሓሰ 2020-2023)ስትራተጅካዊ ውጥን.  እዚ ሰነድ ወይ ከኣ ካልእ ዝኾነ OEO ሰነዳት ብኻልእ ቅጥዒ ወይ ከኣ ብኻልእ ቋንቋ ንምሕታት በጃኻ ኢሜይል ደውሉልና oeoinfo@gov.wa.gov ወይ ከኣ ብ 1-866-297-2597 ደውሉልና ።