ክንሕግዘካ ኢና

 Black and White Icon of electronic device sending message. Created by Priyanka from Noun Projectኣብ-መስመር - ነቲ ሓድሽ ናይ ኣብ-መስመር ናይ እትዋት
መስርሕ
ክትጥቀም ነተባብዓካ። ብስምካን ዝሰርሕ ኢሜይልን
ናይ ባዕልኻ ኣካውንት ፍጠር። ኣካውንት ምስ ፈጠርካን ነቲ ናይ
ኣብ-መስመር እትዋት መስርሕ መሊእካ ምስ ወዳእካን፣ ኣብ
ዝቕልጠፈ ሓደ ሰብ ክረኽበካን ሓበሬታ ወይ ቈጸራ ክህበካ
እዩ። ናይ ኣብ-መስመር እትዋት መስርሕና ምሉእ ግዜ ይርከብ
እዩ፣ እንተኾነ ዝኾነ ሰብ ኣብቲ ንቡር ሰዓታት ስራሕ ክከታተለና ይኽእል እዩ።

ሰዓታት ስራሕ

  • ሰኑይ 8:00 ቅ.ቀ. – 6:00 ድ.ቀ.  
  • ሰሉስ 8:00 ቅ.ቀ. – 4:00 ድ.ቀ.
  • ረቡዕ 8:00 ቅ.ቀ. – 4:00 ድ.ቀ.
  • ሓሙስ 8:00 ቅ.ቀ. – 6:00 ድ.ቀ
  • ዓርቢ 8:00 ቅ.ቀ. – 6:00 ድ.ቀ.

Calendar by ghufronagustian from NounProject.comናይ ምቕባል ቆጸራ መደብ ግበር - ሓደ ናይ ምቕባል ክኢላ ክድውለልካን ኣድላዪ ሓበሬታ ክእክብን ክመኸረካን ንዓኻ ብዛዕባ ሕቶኻ ወይ ኩነታትካ ንኸማኽረካ ናይ ግዜ መደብ ግበር።  ከም ኣማራጺ፣ መስርሕ ምውሳድ ብኢንተርነት ብምጥቃም፣ ነቲ ዘድሊ ሓበሬታ ኣብ ዝጥዕመካ እዋን ክትመልኦ ትኽእል ኢኻ።

Black and white icon of mobile phone making a call. Created by Thays Malcher from Noun Project.ብተሌፎን – እንድሕሪ ንሓደ ሰብ ብኣካል ክትዛረቦ፣ ወይ ናይ
ኣብ-መስመር እታዋት መስርሕ ኣብ ምምላእ ሓገዝ ደልዩ
ብኽብረትካ ኣብዚ ብናጻ ርኸበንና 1-866-297-2597 ኣብ
ብሰዓታት ስራሕና ካብ ሰኑይ-ዓርቢ፡ ሰራሕተኛታትና ናይ 150 ቋንቋታት ትርጒም ክህቡ ይኽእሉ
እዮም።

Black and white icon of envelope with two papers inside. The first paper has the "at" email icon. The second paper has lines for writing a letter. Created by Anang Taufik from Noun Project.ፋክስ ወይ ሜይል – ሕቶ ንናይ ኦምቡድስ ኣገልግሎታት ፎርም
ድውንሎድ ግበሮን ነቲ ምሉእ ቅጥዒ ብ ፋክስ፣ ደብዳበ ወይ
ኢሜይል ኣቕርቦ (ሓበሬታ ኣድራሻ ኣብቲ ቅጥዒ ተጻሒፉ ኣሎ)
ናብ OEO። ፋክስ፡ 1-844-886-5196

ርኸበና ክትፈልጥ ብዛዕባ፡

ኣብ ጒዳይ ህዝባዊ ብያተ ትምህርቲ K-12 ዋሺንግተን
ተመሃራይ ዝጸሉ ሕቶ

ኣብ ኣብያተ ትምህርትኻ ኮምካን፣ ስራሕካን ስልጠናን ናይ ደገ
ምብጻሕን ሕተት
 

ሓገዝ ንሕቶኻን ሻቕላካን

ብኽብረትካ ኣብ-መስመር፣ ወይ ብተሌፎን፣ ፋክስ፣ ወይ
ኢሜይል ርኸበና። ብኽብረትካ OEO ውሱን ሰራሕተኛታትን ምወላን ዘለዎ
ብመሰረት ስትራቴጂካዊ ውጥን መለከዒታትን ቀዳምነቱ ሰሪዑ
ዝዓዪ ምዃኑ ኣስተውዕል። ስትራተጅካዊ ውጥን.

ዘይወግዓዊ ምፍታሕ ግጭት


ቤት ጽሕፈት መንጎኛ ትምህርቲ (Office of the Education Ombuds) ብዛዕባ ናይ ዋሽንግተን ህዝባዊ ኣብያተ ትምህርቲ ካብ መዋእለ ህጻናት-12 ክፍሊ  ሕቶታት ወይ ስኽፍታታት ንዘለዎ ሰብ ይድግፍ። ሓበሬታታት፡ መወከሲታት፡ መትሓዚ ናውትን ካልኦት ጸጋታትን ክንቅርብ ንኽእል።

ናይ OEO ናይ ሓጋጊ ተልእኾ ናይ ዕድላት ጋጋት ምሕጻር እዩ። ናህና ናይ ስትራተጅካዊ ውጥን ቀዳምነታት ኣብ ትምህርታዊ ፍትሒ፡ ብፍላይ ድማ ብኮቪድ-19 ንዝተጠቕዑ ሕብረተሰባት የተኩር። ዘሎና ውሱን ጸጋታት ምፍታሕ ግጭታት ንኣብነት ከም ዘይወግዓዊ ሽምግልናን ስልጠናን ኣብ መዋእለ ህጻናት-12 የተኩር ከም

  • ካብ ቤት ትምህርቲ ወጻኢ ዘለው፡ እንኮላይ ስንክልና ዘለዎም ከፊላዊ ናይ ትምህርቲ መዓልትታት ዝረኽቡ ተምሃሮ፡
  • ሓናፍጽ፡ ጸለምቲ ወይ ደቀባት  
  • ናይ ቤት ኣልቦነት ኩነት ዘለዎ
  • ኣብ ትሕቲ ዘመድ ወይ ናይ መናበዪ ክንክን ዘለዉ 
  • ኣብ ናይ ትሕቲ ዕድመ ናይ ፍትሒ ወይ ናይ ተሃድሶ ስርዓታት ዝሳተፉ ዘለዉ
  • ኢሚግራንት፡ ስተደኛ፡ ሓታቲ/ ዑቕባ፡ ወይ ቀዳማይ ቋንቆ/ኦም እንግሊዝ ዘይኮኑ ተምሃሮ ወይ ስድራቤታት
  • ናይ ራፕኣራውንድ ጽዑቕ ኣገልግሎታት (Receiving Wraparound with Intensive Services, WISe) ወይ ናይ ሓሚሞም ዝደቀሱ ቆልዑ ናይ ነዊሕ ግዜ ናይ ሓገዝ ፕሮግራማት (Children’s Long Term Inpatient Programs, CLIP) ምርካብ

ክንሕግዘካ ኢና

 

  Black and White Icon of electronic device sending message. Created by Priyanka from Noun Projectኣብ-መስመር - ነቲ ሓድሽ ናይ ኣብ-መስመር ናይ እትዋት
መስርሕ
ክትጥቀም ነተባብዓካ። ብስምካን ዝሰርሕ ኢሜይልን
ናይ ባዕልኻ ኣካውንት ፍጠር። ኣካውንት ምስ ፈጠርካን ነቲ ናይ
ኣብ-መስመር እትዋት መስርሕ መሊእካ ምስ ወዳእካን፣ ኣብ
ዝቕልጠፈ ሓደ ሰብ ክረኽበካን ሓበሬታ ወይ ቈጸራ ክህበካ
እዩ። ናይ ኣብ-መስመር እትዋት መስርሕና ምሉእ ግዜ ይርከብ
እዩ፣ እንተኾነ ዝኾነ ሰብ ኣብቲ ንቡር ሰዓታት ስራሕ ክከታተለና ይኽእል እዩ።

 

 

 Black and white icon of mobile phone making a call. Created by Thays Malcher from Noun Project.ብተሌፎን – እንድሕሪ ንሓደ ሰብ ብኣካል ክትዛረቦ፣ ወይ ናይ
ኣብ-መስመር እታዋት መስርሕ ኣብ ምምላእ ሓገዝ ደልዩ
ብኽብረትካ ኣብዚ ብናጻ ርኸበንና 1-866-297-2597 ኣብ
ብሰዓታት ስራሕና ካብ ሰኑይ-ዓርቢ፡ ሰራሕተኛታትና ናይ 150 ቋንቋታት ትርጒም ክህቡ ይኽእሉ
እዮም።

Black and white icon of envelope with two papers inside. The first paper has the "at" email icon. The second paper has lines for writing a letter. Created by Anang Taufik from Noun Project.ፋክስ ወይ ሜይል – ሕቶ ንናይ ኦምቡድስ ኣገልግሎታት ፎርም
ድውንሎድ ግበሮን ነቲ ምሉእ ቅጥዒ ብ ፋክስ፣ ደብዳበ ወይ
ኢሜይል ኣቕርቦ (ሓበሬታ ኣድራሻ ኣብቲ ቅጥዒ ተጻሒፉ ኣሎ)
ናብ OEO። ፋክስ፡ 1-844-886-5196

  

ኣብ ኦምቡድስ እንድሕር ትሰርሕ ኴንካ፣ እሞ ኲነታት ተመሃሮ
ብቐጥታ ምስ ቤት ትምህርትኻን ዲስትሪክት ሰራሕተኛታትን
OEO ፍቓድ ንምሃብ እንተደሊኻ፣ ብኸምቲ ዝሰማማዕ፣
ብኽብረትካ ዳውንሎድ ጌርካ፣ መሊእካብ ነዚ ፍቓድ ንቤት
ትምህርቲ ንምርኻብ ቅጥዒ ምለሶ። Permission to Contact the School.

ምስ ኦምቡድስ እንድሕር ትሰርሕ ኴንካ፣ ሽግርካ ብዝበለጸ
ንምርዳእ ናይ ተመሃራይ ጸብጻብካ ምርኣይ ከድልየና ይኽእል
እዩ። እንድሕር እዚ ምግባር ኣድልዩና ኾይኑ፣ ጸብጻባትካ ካብ
ቤት ትምህርቲ ከነውጽኦ ፍቓድካ ክትህበና ክንሓተካ ኢና። እዚ
ቅጥዒ ጸብጻባትና ንምውጻእ ንጥቀመሉ፡ ፍቓድ ጸብጻባት
ተመሃሮ ንምውጽእ።  Permission to Release Student Records.

  • እዚ ቅጥዒ ብናይ ኣብ-መስመር እትዋት መስርሕ፣ ወይ ብፋክስ፣
    ወይ ብኢሜይል ወይ ደብዳበ ከተረክቦ ትኽእል ኢኻ።

መማህራንን ኮማዊ ጠበቓታትን ተመሃሮ ክሕግዙን ግርጭታት
ክፈትሑን ከነሰልጥን ንኽእል ኢና።

በጃኻ ኢሜይል ግበረልና ናብ oeoinfo@gov.wa.gov ወይ 1-
866-297-2597 ኢልካ ንሓገዝ ደውለልና። oeoinfo@gov.wa.gov. ሓደ ካብ ኣባላትና ብሓጺር ጻውዒት ወይ ኢሜይል ሕቶ ክምልስ
ይኽእል እዩ። ካብ ተመሃሮ፣ ስድራቤት፣ መማህራን፣ ይዂን ሰብ ብጽሒት ኮም
ዝመጽኣና ሕቶ ይዂን ስክፍታ ክንምልስ ድሉዋት ኢና።. ቤትጽሕፈትና ብሓባር፣ ብዘይወግዓዊ ኣገባብ፣ ብስቱር
ስድራቤታትን ኣብያተ ትምህሪን ሽግር ንኽፈትሓ ይሰርሕ።

ብዛዕባና እንታይ ክትፈልጥ ይግባኣካ?

እዛ ሓጻር ሰነድ ምስ ስድራቤት ብኸመይ ከምንሰርሕ ትገልጽ Working With Families. እንታይ ክንገብር ንኽእልን ኣይንኽእልን ንምርዳእ ነዚ ከተንብቦ
ነተባብዓካ።

ኮማዊ ሰብሞያን መማህራንን ብኸመይ ክንሕግዝ ከም እንኽእል
እዛ ሰነድ ተብርህ እያ።