OEO እንታይ እዩ?

ኣብ ሕቶታት ህዝባዊ ትምህርቲ መባእታ ክሳብ 12 ሓገዝና ርኸቡ።

Black and White Icon of electronic device sending message. Created by Priyanka from Noun Projectኣብ-መስመር - ነቲ ሓድሽ ናይ ኣብ-መስመር ናይ እትዋት
መስርሕ
ክትጥቀም ነተባብዓካ። ብስምካን ዝሰርሕ ኢሜይልን
ናይ ባዕልኻ ኣካውንት ፍጠር። ኣካውንት ምስ ፈጠርካን ነቲ ናይ
ኣብ-መስመር እትዋት መስርሕ መሊእካ ምስ ወዳእካን፣ ኣብ
ዝቕልጠፈ ሓደ ሰብ ክረኽበካን ሓበሬታ ወይ ቈጸራ ክህበካ
እዩ። ናይ ኣብ-መስመር እትዋት መስርሕና ምሉእ ግዜ ይርከብ
እዩ፣ እንተኾነ ዝኾነ ሰብ ኣብቲ ንቡር ሰዓታት ስራሕ ክከታተለና ይኽእል እዩ።

ሰዓታት ስራሕ

  • ሰኑይ 8:00 .. – 6:00 ..  
  • ሰሉስ 8:00 .. – 4:00 ..
  • ረቡዕ 8:00 .. – 4:00 ..
  • ሓሙስ 8:00 .. – 6:00 .
  • ዓርቢ 8:00 .. – 6:00 .

Calendar by ghufronagustian from NounProject.comናይ ምቕባል ቆጸራ መደብ ግበር - ሓደ ናይ ምቕባል ክኢላ ክድውለልካን ኣድላዪ ሓበሬታ ክእክብን ክመኸረካን ንዓኻ ብዛዕባ ሕቶኻ ወይ ኩነታትካ ንኸማኽረካ ናይ ግዜ መደብ ግበር።  ከም ኣማራጺ፣ መስርሕ ምውሳድ ብኢንተርነት ብምጥቃም፣ ነቲ ዘድሊ ሓበሬታ ኣብ ዝጥዕመካ እዋን ክትመልኦ ትኽእል ኢኻ።

    Black and white icon of mobile phone making a call. Created by Thays Malcher from Noun Project.ብተሌፎን – እንድሕሪ ንሓደ ሰብ ብኣካል ክትዛረቦ፣ ወይ ናይ
    ኣብ-መስመር እታዋት መስርሕ ኣብ ምምላእ ሓገዝ ደልዩ
    ብኽብረትካ ኣብዚ ብናጻ ርኸበንና 1-866-297-2597 ኣብ
    ብሰዓታት ስራሕና ካብ ሰኑይ-ዓርቢ፡ ሰራሕተኛታትና ናይ 150 ቋንቋታት ትርጒም ክህቡ ይኽእሉ
    እዮም።

    Black and white icon of envelope with two papers inside. The first paper has the "at" email icon. The second paper has lines for writing a letter. Created by Anang Taufik from Noun Project.ፋክስ ወይ ሜይል – ሕቶ ንናይ ኦምቡድስ ኣገልግሎታት ፎርም
    ድውንሎድ ግበሮን ነቲ ምሉእ ቅጥዒ ብ ፋክስ፣ ደብዳበ ወይ
    ኢሜይል ኣቕርቦ (ሓበሬታ ኣድራሻ ኣብቲ ቅጥዒ ተጻሒፉ ኣሎ)
    ናብ OEO። ፋክስ፡ 1-844-886-5196

    ዜናን ፍጻመታትን

    ህዝባዊ መባእታ-12 ትምህርቲ ስክፍታኹም እንታይ እዩ?

    Select a topic above to find resources and next steps.